ኣብ ሰለስተ ክልላት ዝትግበር ፕሮጀክት ተንቀሳቃሲ ክሊኒክ ሕክምናን ስነ-ምግቢን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ዓፋርን ሶማሌን ኣብ ዝርከባ 18 ወረዳታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ተንቀሳቃሲ ክሊኒክ ሕክምናን ስነ-ምግቢን መርሃ ግብሪ ምጅማር ተኻይዱ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሁሪያ ዓሊ÷ እቲ ፕሮጀክት…