Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሻርጃ ሓዱሽ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ ሻርጃ ካብ 24 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ግልጋሎት በረራ መንገደኛታት ንምጅማር ምድላዋት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ሰሙን ኣባዕተ ግዘ ዘካይዶ እቲ ግልጋሎት በረራ÷ መገደኛታት ናብ…

ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብ ኣካሊፎርኒያ ውድድር 5 ኪሎ ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 5 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ተዓዊታ። ኣትሌት ለምለም ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቕን 13 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፍርያት ፎረም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ካልኦት ኣመራርሓን ዝተሳተፉሉ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፎረም ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እቲ ፎረም ብኣተሓባበሪነት ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ…

ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ ፋሲል ከነማ ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ጌታነህ ከበደ እንተመዝግበን፤ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ድማ ኣብርሃም ጌታቸው…

ኣብ ጎቦታት ሰሜን ቁፅሪ ዋልያታት ንምዕባይ ዝዓለመ ትልሚ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዝርከቡ ዋልያታት (ኣይቤክስ) ቁፅሮም ናብ 600 ንምዕባይ ዘኽእል ስትራቴጅክ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ስትራቴጂክ ትልሚ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ፤ ዋና ዳይሬክተር በዓል…

እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ኣሚን ኦሃና ተዛትዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ኡዝቤኪስታን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 መድረኽ ሕብረት ኢንተር ፓርላሜንታሪ ጎና ጎኒ እዩ ተኻይዱ፡፡ ኣቲ ዘተ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሜጀር ጄኔራል ዳሂሩ ሳኑሲ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሩ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ኣስቴር ዳዊት፥ ድሕንነት ሳይበር ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እቲ…

ኢትዮጵያ ንህዝቢታት ደቡብ ሱዳን ትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንህዝቢታት ደቡብ ሱዳን ትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ቤንጃሚን ቦል ሜልን ካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ሒዞምዎ ዝመፅኡ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ንመንግስቲ ዋላ ሓንቲ ብር ኣለቂሑ ኣይፈልጥን!

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ኣብዚ በጀት ዓመት ይኹን ቅድሚኡ ንመንግስቲ ዝኾነ ይኹን ብር ኣለቂሑ ኣይፈልጥን ክብል ገሊፁ፡፡ እቲ ባንኪ ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መንግስቲ ካብ ባንኪታት ንግዲ ውሽጢ ሃገር (ብወገን ብሄራዊ ባንኪ ንመሸጣ ካብ…

ኣብ ዞባታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ኩባንያታት ቻይና ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኩባንያታት ቻይና ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ናፃ ንግዲ ቀጣና ዘለዎም ተሳትፎ ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ኣብ ጅማ ፍሉይ ዞባ…