ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ዙር ስልጠና ዲፕሎማሰኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ 6ይ ዙር ስልጠና ዲፕሎማሰኛታት ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ሓዊሱ ንካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡ እቲ ስልጠና ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ቴክኖሎጂ መሰረት ክገብራ ኣንፈት ተቐሚጡ Desta Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ቴክኖሎጂ መሰረት ዝገበራ ንክኾና ኣንፈት ምቕማጡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ኮራ ጡሽኔ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ላዕለዎት ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልምምድ ስራሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 14 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ምግባር ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ3ይ ዙር ልምምድ ስራሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 14 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ቢሮ ስራሕን ክእለትን እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምውፋር ስራሕ እቲ ቢሮ ሰብሃዲን ሱልጣን÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ካብ ቀዳም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምክክር መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ጀሚሩ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 27 መጋቢት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዘተ ንምክያድ ምድላው እናገበረ ከምዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ማዕርነትን ምክእኣልን ሃይማኖት ምዕሳሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም Desta Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሊም ንብዙሕ ዓመታት ከልዕልዎ ዝፀንሑ ጉዳይ ናፅነት ሃይማኖት ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምላሽ ምርካቦም ገሊፆም፡፡ በዙይ ድማ ኣብ ሃገርና ናፅነትን ምክእኣልን ሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል እቲ በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ተኸተልቲ እምነት እስልምናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብልግስናን እዝነትን ምሕላፍ ይግባእ – ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብልግስናን እዝነትን ምሕላፍ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገንዚቡ፡፡ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል 1 ሺህ 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብ መልእኽቱ ድማ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡