Fana: At a Speed of Life!

ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ጦላይ መበል ዓስራይ ዙር ምልምል ወተሃደራትን መበል 27  ሰብ ፍሉይ መዓርግን ሰልጠንቲ ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ብርጋዴር ጄኔራል ጡምሲዶ ፊታሞ፥ እቶም…

ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ- ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ ክብሉ ሚኒስትር መኣድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ መዓድን ዘለወን ሃፍቲ ፈሊጠን ከምዘይወደኣ ሓቢሮም። ኣብቲ ዓውዲ ብዙሓት…

በዓል ሹዋሊድ ዓለም ለኸ ቅርስነቱ ብዝምጥን መገዲ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሹዋሊድ ዓለም ለኸ ቅርስነቱ ብዝምጥንን ክብሪታት ኢትዮጵያ ብዘድምቕን መገዲ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣፍሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ውድድር ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም። ሎሚ ንጎሆ ኣብ ከተማ ጅማ ኣብ ዝተገበረ ውድድር 15 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘው ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ጃፋር ጀማል ካልኣይ፣ ኣብዩት ሞገስ…

ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃማይካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ግራንድ ስላም ትራክ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ተዓዊታ። ኣትሌት ድርቤ ነቲ ርሕቐት 4:04.51 ብዝኾነ ጊዘ ብምምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። እታ ኣትሌት…

ተወለድቲ ክልል ትግራይ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መተሓባበሪ ኮሚቴ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዝጠመተ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ መተሓባበሪ ኮሚቴ ተወለድቲ ክልል ትግራይ…

ሹዋሊድ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝጎልሀሉ በዓል እዩ- ኣይተ ኦርዲን በድሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሹዋሊድ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝጎልሀሉ በዓል እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም፡፡ መበል 1446 በዓል ሹዋሊድ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካብ ጎረባብቲ ክልላትን ዝተውፃእፅኡ…

ፍጥነት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ካብ ዝነበሮ ብምውሳኹ ማሕበረሰብ ጥንቃቐ ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግልጋሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ፍጥነት ባቡር ብሰዓት ካብ ዝነበሮ 37 ኪሎ ሜትር ናብ 60 ኪሎ ሜትር ምውሳኹ ኣፍሊጡ፡፡ አክሲዮን ማሕበር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፅዎ÷ ግልጋሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ቀረባ…

ኣብ ጂቡቲ ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘገልግል ህንፀት ቤት ትምህርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጂቡቲ ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘገልግል ቕድመ ስሩዕን መዋእለ ህፃናትን ህንፀት ቤት ትምህርቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ህንፀት አምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ድሬዳዋን ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብምዃን…

ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘለቒ ፍታሕ ኣየምፅእን – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘላቒ ፍታሕ ኣየምፅእን ክብሉ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘካይዶም ምዕራፍ ምትእክኻብ ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ…