ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ምዕራፍ ምትእክኻብ ሎሚ ክጀምር እዩ mizan mekonen Apr 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ምዕራፍ ምትእክኻብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ከምዝካየድ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፍሊጡ፡፡ ብሓፈሻ 4ሺሕ 500 ተወከልቲ ማሕበረተሰብ ኣብ ፈለምቲ ኣርባዕተ መዓልቲታት ከምዝዝትዮ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ቐፃሊ ድማ ተወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ምዃና ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ምዃና ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተሳተፍቲ ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓ ፓን ኣፍሪካ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓ ፓን ኣፍሪካ ዘፈር መናእሰይ ሚኒስትራት ተሳተፍቲ ዝኾኑ…
ስፓርት ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ባህር ዳር ከተማ ብ34 ነጥቢ ኣብ 3ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ስሑል ሽረ ብ16 ነጥቢ ኣብ 17 ደረጃ ትርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ንግድብ ህዳሰ ልዕሊ 254 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ከምዘዋፀአ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዕድጊት ቦንድ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ምትእኽኻባት እቶት ብምክያድ ልዕሊ 254 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ብምውፃእ ኣታዊ ምግባሩ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ፖሊስ ፌዴራል ረዳት ኮሚሽነር ሞገስ ቸኮል ኣመራርሓን ኣባላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ይፈልይ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶም ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ንምፍላይ ብዘገርም መገዲ ዓወት ኣብ ምፍፃም ይርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻርን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስምምዕ ንምፍፃምን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…
ቴክኖሎጂ ቻይና ፈላማይ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቻይና ኣብ ዓለም ፈላማይ ዝኾነ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ኣብታ ሃገር ንኽትግገበር ፍቓድ ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በቲ ትካል ፍቓድ ዝተውሃም ኢ ሃንግ ሆልዲንግን ሄፊ ሄይን ዝተብሃሉ ትካላት መገዲ ኣየር ዘቕረቡዎ…
ጥዕና ኦቲዝም እንታይ እዩ? Desta Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦቲዝም ሕማም ዘይኰነስ ሓደ ሰብ ሒዝዎ ዝውለድን ንምሉእ ዕድመ ዝፀንሕን ኵነታት እዩ። ሕክምናዊ መፀውዒኡ ‘ኦቲዝም ስፔክትረም ዲስኦርደር’ ወይ ኤኤስዲ ይበሃል። ገለ ሰባት ግን ኣብ ክንዲ ኤኤስዲ፥ “ኦቲዝም ስፔክትረም ኮንዲሽን” ወይ ኤኤስሲ…
ስፓርት ኬቨን ዲብሮይነ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ማንቼስተር ሲቲ ከምዝለቅቕ ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኬቨን ዲብሮይነ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት ፃሒት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብታ ጋንታ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ኩንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑ ገሊፁ Desta Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልኡኹ ብኣተኣማማኒ ምውፅኡን ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑን ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥ ብሞያ ኣቪዬሽን ነቲ ትካል ንከገልግሉ ናብ ስልጠና ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝተፀንበሩ ምልምል…