Fana: At a Speed of Life!

ኦቲዝም እንታይ እዩ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦቲዝም ሕማም ዘይኰነስ ሓደ ሰብ ሒዝዎ ዝውለድን ንምሉእ ዕድመ ዝፀንሕን ኵነታት እዩ። ሕክምናዊ መፀውዒኡ ‘ኦቲዝም ስፔክትረም ዲስኦርደር’ ወይ ኤኤስዲ ይበሃል። ገለ ሰባት ግን ኣብ ክንዲ ኤኤስዲ፥ “ኦቲዝም ስፔክትረም ኮንዲሽን” ወይ ኤኤስሲ…

ኬቨን ዲብሮይነ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ማንቼስተር ሲቲ ከምዝለቅቕ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኬቨን ዲብሮይነ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት ፃሒት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብታ ጋንታ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ኩንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር…

ሓይሊ  ኣየር ኢትዮጵያ ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ  ኣየር ኢትዮጵያ ልኡኹ ብኣተኣማማኒ ምውፅኡን ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑን ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥ ብሞያ ኣቪዬሽን ነቲ ትካል ንከገልግሉ ናብ ስልጠና ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝተፀንበሩ ምልምል…

መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ይሳለጥ አሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ መበል 14 ዓመት ኣመልኺቱ መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ኢትዮጵያ ትኽእል እያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘሰናድኦ ቢሮ ባህሊ…

ካብ መሸጣ ካርቦን 70 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ካብ ካርበን መሽጣ 70 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ምክያዳ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ከበደ ይማም ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…

ኩባንያታት ቤልጂየምን ሉክሰምበርግን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ቤልጂየምን ሉክሰምበርግን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መማረፂታት ኢንቨስትመንት ክሳተፉ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ኣማራፂት ኢንቨስትመንት ንምድንፋዕ መፋለጢ መድረኽ ንግድን…

ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሸገርን ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣቢሎም ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ በጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዑል ለውጢ ዘምፅኡ ኢንዱስትሪታት ይዕዘቡ…

ፖሊሲ ግብርናን ልምዓት ገፀርን ንምርግጋፅ ምስሳን ፍሪያትን ኣፍራያይነትን ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊሲ ግብርናን ልምዓት ገፀርን ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ምስሳን ፍሪያትን ኣፍራያይነትን ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ግብርና ምስ ኢንስቲትዩት ግብርናን ትራንስፎርሜሽንን፣ ቢሮታት ግብርና ክልላት ብምትሕብባር ፖሊሲ ግብርናን ልምዓት ገፀርን…

ትሩፋት ኢኮኖሚ ንምዕባይ ኣባልነት ብሪክስ ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ብምዃን ዝርከቡ ትሩፋት ኢኮኖሚ ክብ ንምባል ኣባልነታ ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፈር በድሩ ገሊፆም። ኣብቲ መድረኽ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፈር በድሩ÷…

3ይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት "ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊነትን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣብቲ ባይቶ…