Uncategorized ክልተ ሰገናት ዓጊቱ ገንዘብ ዝሓተተ ውልቀ ሰብ 25 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሉ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማእኸል ጎንደር ወረዳ ጠገዴ ክልተ ሰገናት ካብ ምጉሳይ ከፍቲ ዓጊቱ ገንዘብ ዝሓተተ ውልቀ ሰብ 25 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሉ። አገሬ የኋላሸት ዝተብሃለ ተኸሳሲ፥ ሁናቸው ማስረሻ ንዝተብሃለ ወዲ 17 ዓመት ሰገን 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩ ኤን ሃቢታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩ ኤን ሃቢታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማይሙና ሙሓመድ ሻሪፍ ተዛትየን። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ድማ ለውጢን ምዕባለን ከተማታት ከምፅኡ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያ ኣድሂበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይተዳለወ ኣመርርሓ ሃገርን ህዝቢን ከገልግል ኣይኽእልን – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዕፀዊ ስነ ስርዓት ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ተሳሊጡ። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተኻየደ እቲ መዕፀዊ ስነስርዓት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተረኺቦም መጠቓለሊ መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማረት ልዕሊ 100 ሽሕ ህዝቢ ተጠቃሚ ዝገብር ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ወጊና Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብቶም ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጥራሕ 450 ናቑጣታት ማይን ሰለስተ ዝርገሐ መስመር ማይን ብምውጋን ልዕሊ 100 ሽሕ ህዝቢ ተጠቃሚ ከም ዝገበረት ማሕበር ረድኤት ትግራይ ኣፍሊጣ። ኣብ ማሕበር ረድኤት ትግራይ ተጠባባቒ ዳሬይክተር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ከተማ ዉሃን ብውሑዱ 500 ሰራሕተኛታት ሕክምና ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ከተማ ዉሃን ብውሑዱ 500 ሰራሕተኛታት ሕክምና ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ንፈለማ ግዘ እቲ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተርኣየላ ከተማ ዉሃን፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዙን ንሕልፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ስሉጥን ፍትሓውን ስርዓት መገልገላይነት ንኽህሉ ሪፎርምታት ቤት መዘጋጃ ምምሕያሽ የድሊ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ስሉጥን ፍትሓውን ስርዓት መገልገላይነት ንኽህሉ ሪፎርምታት ቤት መዘጋጃ ምምሕያሽ ከም ዘድሊ ተገሊፁ። ብሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዙርያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ዝኽሪ መበል 123 ዓመት ዕለተ መስዋእቲ ጀነራል ኣሉላ ኣባነጋ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ-ሕድሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ጉዕዞ ዝኽሪ መበል 123 ዓመት ዕለተ መስዋእቲ ጀነራል ኣሉላ ኣባነጋ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩዎ። እቲ ጉዕዞ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ተጓዓዝቲ ካብ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮውሃንስ ራብዓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማታት 11 ለካቲት ብሓዱሽ ወለዶታት ዝያዳ እናተኾልዑ ክቕፅሉ ኢዮም – ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ምኽንያ ብምግባር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ንመናእሰይ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ መልእኽቶም፥ ዕላማታት 11 ለካቲት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ንኣስታት 24 ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ዝመርሑ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 95 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ይፍለጥ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ንኣውሮፕላናት ብኬሚካል እናፀረገ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ንኣውሮፕላናት ብኬሚካል እናፀረገ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ካብ ውሽጢ ዝገብሮም ልዑል ቅድመ ጥንቃቐታት፥ ካብ ቻይናን እቲ ቫይረስ ተራኢዩወን ካብ ዝተብሃላ ሃገራትን…