ስፓርት ውድድር ብስክሌት ቱር ለካቲት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ብስክሌት "ቱር ለካቲት" ሽግ ሓርነት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝተጀመረሉ በረኻ ደደቢት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ ውድድር ብስክሌት፥ ካብ ቤልጅየም፣ ጀርመንን ኬንያን ዝተወከሉ ተቐዳደምቲ ይሳተፉ ኣለዉ። ብተወሳኺ ካብ ክልል ደቡብ ወራቤ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት የመን ካብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘንፀላለዋ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ የመን ካብ ዓለም ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘንፀላለወ ተገሊፁ። ካብ ዓለም ዋና ዋና ገበርቲ ሓገዝን ትካላት ርዳእታን ዓቢዪ ሓደጋ ንዘንፀላለዎም የመናውያን ሓገዝ ንምትእኽኻብ ኣብ ብራስለስ ዘተ ከምዝገበሩ ተሓቢሩ። ህይወት ብሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ፖለቲካን ህንፀት ሰላምን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ፖለቲካን ህንፀት ሰላምን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሮዝሜሪ ዲያካርሎ ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት…
ቢዝነስ ኣብ ሰደድ ፍሪያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቓም ዝኽእል ስልጠና ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘፈራት ኣንእሽተይን ማእኽሎዎትን ማንፋኽቸሪንግ ኢንዱስትሪ፣ ኣብ ሰደድ ፍርያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቃም ዝኽእል ስልጠና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስልጠና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኾን፥ ኣንእሽተይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መፃኢ ሓሙስ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼቡኡ ረቂቕ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ከፅድቕ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝቕፅል ሓሙስ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼቡኡ ረቂቕ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መፃኢ ሓሙስ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ ከካይድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ንዝገብሩዎ ዑደት እናተገበረ ዝርከብ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ንዝገብሩዎ ዑደት እናተገበረ ዝርከብ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ድሕሪ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ…
ቢዝነስ ኣብ ሰደድ ፍሪያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቓም ዝኽእል ስልጠና ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘፈራት ኣንእሽተይን ማእኽሎዎትን ማንፋኽቸሪንግ ኢንዱስትሪ፣ ኣብ ሰደድ ፍርያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቃም ዝኽእል ስልጠና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስልጠና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኾን፥ ኣንእሽተይን…
ቢዝነስ መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብኣሰናዳኣይነት ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ “ኣብ ልዕሊ ህዝብታት፣ ፕላኔትን ምዕባለን መዋዕለ ንዋይ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ።…
ቢዝነስ ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ዝኾኑ 9 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ኣብ ዝኾኑ ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ምውሳዱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣገዳዲ መለክዒ ፅሬት ደረጃ ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያት እናፍረዩ ኣብ ዝረኸቦም ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት መሃሙዱ ቡሃሪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ መሃሙዱ ቡሃሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ትኹረት ብምግባር ልዝብ ከምዝገበሩ…