መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኣፍሪካ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ዘሰጋግሩ ውሳነታት ዝተመሓላለፉሉ ኢዩ – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኣፍሪካ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ዘሰጋግሩ ውሳነታት ዝተመሓላለፉሉ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምዝዛም እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…