ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብዝገበርዎ ተሳትፎ ብዓል ጥምቀት ዝኸፍአ ጉድኣት እንተይበፅሐ ተኸቢሩ-ክልል ሃረሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝተኸበረ ብዓል ጥምቀት ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ተዋዲዶም ብዝገበርዎ ፃዕሪ ዝኸፍአ ጉድኣት እንተይበፅሐ ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ገሊፁ።
እቲ በዓል ብምህዋኽ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጉድኣት…