ምስ ልቢ ዝተትሓሓዘ ፀገም ጥዕና ተቓላዓይነት ሕማም ኩላሊት ከምዘዕቢ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ምስ ልቢ ዝተትሓሓዘ ፀገም ጥዕና ብሕማም ኩላሊት ናይ ምቅላዕ እድል ከምዘዕቢ ሓደ መፅናዕቲ ሓቢሩ።
ኣብ ኣሜሪካ ዝተገበረ እቲ መፅናዕቲ 9 ሺሕን 47 ሰባት ዘሳተፈ እንትኸውን፥ ተሳተፍቲ እቲ መፅናዕቲ ቅድሚ ሕዚ ምስ ልቢ ዝተትሓሓዙ ፀገማት ጥዕናን ፀገም…