ኢራናውያን ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ተቓውሞ የስምዑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራናውያን ኣውሮፕላን ዩክሬን ብጦር ሰራት ኢራን ተወቒዓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ተቓውሞ የስምዑ ኣለዉ።
ጦር ሰራዊት እታ ሃገር፥ ልዕሊ 170 ተጉዓዝቲ ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ብስሕተት ብምውቅዑ ንኽትሕምሸሽ ምኽንያት ምዃኑ…