ማእኸል ምርምር ቴክኖሎጂ እስራኤል ብምጥያሽ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ምርምር ቴክኖሎጂ እስራኤል ብምጥያሽ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እስራኤል ዑደት ስራሕ ኣብ ዘካየዱሉ እዋን፥ እታ ሃገር ቃል ኣብ…