Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ፕሬዚዳንት…

ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ 2012 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ጉንበት ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ 2012 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ጉንበት ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናገበረ ምዃኑ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣባል ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብዙወርቅ ከተተ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን…

ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ተወዳዳሪነት ትካላት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ተወዳዳሪነት ትካላት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ምሁራት ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ተግባራዊ እናገበረቶ እትርከብ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣድህቦ ካብ ዝሃበትሎም ጉዳያት ሓደ፥ ኣባል ሃገር ትካል…

ኣብ ስርዓት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ልዕሊ 22 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ተሓቚፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስርዓት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ልዕሊ 22 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ከምዝተሓቖፉ ኤጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ስርዓት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ፥ ኣብ ከተማን ገፀርን ስሩዕ ዘይኮነ ዓውዲ ቑጠባ ተዋፊሮም ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ…

ትእምት ንዝተፈላለዩ ማሕበራት ልዕሊ ብር 45 ሚልየን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ንዝነጥፉ ማሕበራትን ትካላትን ልዕሊ ብር 45 ሚልየን ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪባ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ተረኺቦም መደረ ዘስምዑ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ…

ንግዲ ወፃኢ ብምጥንኻር ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ምሕያል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንግዲ ወፃኢ ብምጥንኻር ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ምሕያል ከምዝግባእ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ፌዴሪኢ ገለፁ። ቤት ዕዮ እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዙርያ ማሕለኻታት ንግዲ ወፃኢን መፍትሒኦምን ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲ፣ ለኣኽቲን ዝምልከቶም መንግስታዊን…

ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ካርቱም ክካየድ ዝቐነየ ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ውፅኢታዊ ኮይኑ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ካርቱም ክካየድ ዝቐነየ ሳልሳይ ዙር ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ውፅኢታዊ ኮይኑ ምዝዛሙ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ገሊፁ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ…

ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ምስ ኩባኒያ ቻይና ሲሲ.ኢ.ሲሲ ስምምዕነት ህንፀት ፓርክ ኢንዱስትሪ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ምስ ኩባኒያ ቻይና ሲሲ.ኢ.ሲሲ (CCECC) ስምምዕነት ህንፀት ፓርክ ኢንዱስትሪ ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ምክትል ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ኣሕመድ ቡህን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያ ሲሲ.ኢ.ሲሲ ጉዎ ቾንግፌንግን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን መስመር ቡምባ ተፈጥሮ ጋዝ ንምምሕልላፍ ዝተገበረ ስምምዕነት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን መስመር ቡምባ ተፈጥሮ ጋዝ ንምምሕልላፍ ዝተገበረ ስምምዕነትን ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ህንፀት ፌዴራልን ኣፅዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 7ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ዘሳለጠ እንትኸውን ረቂቕ ኣዋጅ ቤት…

ኣብ ብሩንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት መሬት ህይወት 15 ሰባት ክምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ብሩንዲ ቡጅምብራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት መሬት ብውሑዱ 15 ሰባት ህይወቶም ክምዝሓለፈ ተገሊፁ። ቀዳምን ሰምበትን ዝወቕዐ ሓያል ማይ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ምንሽርታት መሬት ብውሕዱ ህይወት 15 ሰባት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ 30 ሰባት…