ኣብ ቀዳማይ ዙር ስራሕቲ መስኖ ልዕሊ 20 ሽሕ ሄክታር መሬት ትግራይ ብዝተፈለለዩ ኣሕምልትን ፍራምረን ይለምዕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ስራሕቲ መስኖ ልዕሊ 20 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዝተፈለለዩ ዝራእቲ፣ ኣሕምልትን ፍራምረን ከም ዝተሸፈነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ሓቢሩ።
ኣብ 2010 ዓ.ም ብጅፒኤስ ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ከም ዘመላኽቶ፥ ኣብ ትግራይ ብመስኖ…