ኣብ ኢትዮጵያ 59 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ ሰባት ቁፅሪ ስልኪ ከም ይሕለፍ-ቃል ይጥቀሙ – መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ተጠቀምቲ ግልጋሎት ኢንተርኔት 59 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ ቁፅሪ ስልኪ ከም ይሕለፍ-ቃል /password/ ከምዝጥቀሙ መፅናዕቲ ሓቢሩ።
እቶም ተገልገልቲ ኢንተርኔት ቁፅሪ ስልኪ ምጥቃሞም ፅኑዕ ይሕለፍ-ቃል ከምዝተጠቐሙ ይስመዖም…