መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ሽልማት ኖቤል ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ሎሬት ኖቤል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣማሲዩ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልላትን…