ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ወታደራዊ መዓስከር ኒጀር ብዝተፈነወ መጥቃዕቲ 73 ወታደራት ተቐቲሎም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ኣብ ወታደራዊ መዓስከር ምዕራብ ኒጀር ብዝፈነዉዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 73 ወታደራት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ጦር ሰራዊት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። በቲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 12 ወታደራት ከምዝቖሰሉ እውን ተገሊፁ። እቲ ዝተመዝገበ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ሃረሪን ዞባ ወላይታን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ኣብ ክልል ሃረሪን ዞባ ወላይታን ተሳሊጡ። ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝተሳለጠ ድሙቕ መርሃ ግብሪ፥ ላዕለዎት መራሕቲ ስራሕ እቲ ክልል፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣባገዳታት፣ መናእሰይን…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ንህንፀት ዓቕሚን ስልጠናን ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዝውዕል ገንዘባዊ ሓገዝ 150 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንህንፀት ዓቕሚን ስልጠናን ኢኒስቲትዩ ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዝውዕል ገንዘባዊ ሓገዝ 150 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። እቲ ገንዝባዊ ሓገዝ ንምህናፅ ደረጅኡ ዝሓለወ ሳልሳይ ብርኪ ላቦራቶሪ ባዮሴፍቲ፣ ኣብ ኩለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽልማት ኖቤል ሰላም እወንታዊ ገፅታ ሃገርና ንዓለም ንምፍላጥ ዘኽእል ፅቡቕ ዕድል ሒዙ ዝመፅአ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽልማት ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 እወንታዊ ገፅታ ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዘኽእል ፅቡቕ ዕድል ሒዙ ዝመፅአ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ሎሬት ኖቤል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሎሚ ንጎሆ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ኮይኑ ንኽምዝገብ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ዘይድህሰስ ሓድጊ ኮይኑ ንኽምዝገብ ምውሳኑ ትካል ባህሊ፣ ትምህርቲ ሳይንስን ውድብ ሕቡራ መንግስታት(ዩኔስኮ) ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ዩኔስኮ፥ ኣብ ኮሎምቢያ- ቦጎታ ኣብ ሓለዋ ሓድጊታት ኣድሂቡ እናሳለጦ ዝርከብ ኣኼባ ኢዩ ኣከባብራ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሬት ኖቤል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሬት ኖቤል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ፣ ኣዲስ ኣበባ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዕለተ ሰሉስ ኣብ ኖርዌይ፣ ኦስሎ ኣብ ዝተሳለጠ ስነስርዓት፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ንልዕሊ 5 ሺሕ እስረኛታት ምሕረት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ንልዕሊ 5 ሺሕ እስረኛታት ምሕረት ምግባሮም ኣፍሊጦም። እቲ ምሕረት፥ እታ ሃገር ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናፃ ዝወፀትሉ መበል 58 ዓመት ክብረ በዓል ምኽንያት ብምግባር ዝተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ 5…
ቢዝነስ ኣብ ወረዳ ኢሮብ ፈለማይ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወረዳ ኢሮብ ፈለማይ ዝኾነ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ተጣይሹ። ኣብቲ መድርኽ ተረኺቦም መደረ ዘስምዑ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣይተ ሰሎሞን ኣብርሃ፥ እታ ዩኔን 26 ሕዳር 2012 ዓ.ም ከምዝተጣየሸትን "መሰረታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ኤርና ሶልበርግ ዘትዮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ዘትዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ናይ ለውጢ ስራሕቲን ህንፀት ዴሞክራሲን ኣድሂቦም ዘትዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘመናት ጠፊኣ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ኢትዮጵያ ብተመራመርቲ ስነ ኳዕቲ ተረኺባ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተመራመርቲ ስነ ኳዕቲ፣ ተቐቢራ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ኢትዮጵያ ከምዝረኸቡ ገሊፆም። እታ ከተማ ቤተ ሰማዕቲ ዝብል መፀውዒ ሽም ዝሓዘት እንትትከውን ን1400 ዓመታት ዝኣክል ሰባት ይነብሩላ ከምዝነበሩ ንምፍላጥ ተኻኢሉ። ቤተ ሰማዕቲ፥ ኣካል…