ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ኣሓት ውድባት ኢህወዴግ ዝነበሩ ሰለስተ ውድባትን ካልኦት ሓሙሽተ ፓርቲታትን ብሓባር ብምዃን ብልፅግና ፓርቲ ከምዘጣየሹ ብምግላፅ ሰርተፍኬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተሳሊጡ። እቲ ጉባኤ ኣብ ከለላ ሮግራም መሰረታዊ ግልጋሎታት እናተሳለጡ ዝነበሩ ስራሕቲ ኣድሂቡ ብዕምቆት ዝገምገመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ሰላመ ኣፍሊጡ። ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልቲአን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።…
ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን ክልል ሶማሌ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልል ሶማሌ ብምዃን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን እቲ ክልል ዑደት ስራሕ ኣካይዶም። እቲ ዑደት፥ ኣብ ዞባታት ጎዴን ሸበሌን ከምኡ እውን ኣብ ወረዳ ቀላፎን ኢዩ ተካይዱ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ መቐለ እንትትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ እዩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ፅባሕ ሓሙስ 16 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም ድሕሪ ቐትሪ መቐለ ክትኣቱ እያ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ብምዃን ንፍረወይኒ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ናይ ጅግና ኣቀባብላ…
ቢዝነስ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ፋሲል ንምፅጋን ፕጀክት መፅናዕቲ ብር 400 ሚሊየን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፃታት ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ፋሲል ንምፅጋን ዘኽእል ፕጀክት መፅናዕቲ ብር 400 ሚሊየን ምዝዛሙ ዓለም ለኸ ምምሕዳር ሓድጊታት ጎንደር ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እቲ ትካል ኣይተ ገታሁን ስዩም ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ መፅናዕቲ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝቕፅሉ…
ስፓርት ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ሸፊኑ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ብምሽፋን ዕዉት ሕክምና ምርካቦም ተገሊፁ። እቶም ብሓገዝ ሮዲገር ሕክምና ዝተገበረሎም ህፃናት፥ ምንቃዕ ከንፈር፣ ብባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡን ኣብ…
ዝንቕ ፋና “ሜሪ ክሪስትማስ” እናበለ ካብ ባንኪ ሰሪቑ ንሰብ ክዕድል ዝወዓለ ሰራቒ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ፃዕዳ ጭሕሚ ዘር ዘበለ ሰብኣይ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ካብ ባንኪ ንዝሰረቖ ገንዘብ ኣብ ፅርግያ ወፂኡ ብውዕዉዕ ስምዒት ንሓለፍቲ መገዲ “ርሑስ በዓል ልደት ” እናበለ ሰልዲ ክዕድል ከም ዝውዓለ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። ሰብ መዚ ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንጅግና ሲ ኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ተቐቢለን ኣዘራሪበን Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ፍረወይኒ መብራህቱ ተቐቢለን ኣዘራሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲኤንኤን እዚ ዓመት ብምዃና ዝተሰመዐን ሓጎስ ገሊፀናላ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ፕሬዚዳንት…