ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘኽበረ መገዲ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብእምነት ይኹን ብሄር ኣፈላላይ መሰረት ብምግባር ዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ተቐባልነት የብሎምን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ እምነት ዝፍፀም ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ከምዝኹንና ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ሃገር ለኸ መዓልቲ ኤች ኣይ ቪ/ ኤድስ ትማሊ ዕለት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሃነት ሃይማኖት ንጎንፅን ስግኣትን ዝዕድም ዘይኮነስ መሰረት ሰላምን ሓድነትን ኢዩ-ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ብዙሃነት ሃይማኖት ንጎንፅን ስግኣትን ዝዕድም ዘይኮነስ መሰረት ሰላም፣ ምክእኣልን ሓድነትን ኢዩ ክብላ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ገሊፀን። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክሊ ፌዴራሊዝምን ህንፀት ሃገርን ዘድሃበ…
ስፓርት ውፅኢት 4ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሰሙን ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ። ኣብ ሃዋሳ ስታዲየም ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ድማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣብ መቐለ ስታዲየም ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት እምነት ክርስትናን እስልምናን ኣብ ኣቢያተ እምነት ሞጣ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኮኒነን Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብያተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ኣብ ክልል ኣምሓራ ትካላት እምነት ሞጣ ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ኮኒነን። እተን ትካላት እምነት፥ ኣብ ከተማ ሞጣ ኣብያተ ክርስትያንን መስጊዳት ምቅፃሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህሊ ምክኣልን ሓቢርካ ምንባርን ሃይማኖታት ዝፃብኡ ኣካይዳታት ይኹንን – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባህሊ ምክኣልን ሓቢርካ ምንባርን ሃይማኖታት ዝፃብኡ ኣካይዳታት ከምዝኹንኑ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ምሸት ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ሞጣ ኣብያተ ክርስታያንን መስጊዳትን…
ስፓርት ካርሎ አንቸሎቲ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኤቨርተን ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤቨርተን ንኣልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒኣ ብምግባር ከምዝሾመት ኣፍሊጣ። ኤቨርተን ብኩንትራት 4 ዓመትን መንፈቕን ንጣልያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒ እታ ጋንታ ብምግባር ከምዝቖፀረቶም ገሊፃ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብደለል ንኸይመልእ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብደለል ንኸይመልእ ኣቐዲሞም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት ዘድሃበ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሣለጥ ኣሎ። ህይወት ሓረስቶትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ ወታደራዊ ‘ሓይሊ ህዋ’ ኣሜሪካ ብዕሊ ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ወታደራዊ ‘ሓይሊ ህዋ’ ኣሜሪካ ትማሊ ዕለት ብዕሊ ከፊቶም። ልዑል ረብሓ ኣለዎ ዝበሉዎ እቲ ሓይሊ ህዋ፥ ኣብ ጥቓ ዋሸንግተን ኣብ ዝርከብ ሰፈር ሰራዊት ኢዮም ከፊቶምዎ። እቲ ሓይሊ ህዋ “ሓዱሽ ስርዓት ውግእ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብዚ ዓመት ኣብ ሊቢያ ብውሑዱ 284 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም – ውድብ ሕቡራት መንግስታት Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍቢሲ)ኣብ ዓመተ 2019 ኣብ ሊቢያ ብውሑዱ 284 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፃብ ኣብ ሊብያ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል እናተበኣኣሰ ምዃኑ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቓል ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ…