ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ገንዘብ ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ካልኦት ሃገራት ዝወፅአ ገንዘብ ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ሃፍቲ ኣብ መሓዉር መንግስቲ ዝነበሩን ምስኣቶም ርክብ ብዝነበሮም ሰብ ሃፍቲን ኣቢሉ ካብ ሃገር ክወፅእ ከምዝተገበረ…