ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ?-መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 45 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ 11 ለካቲት ብዝምለከት ሰሙናዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝስራሕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ማርቆስ ተክሌ ምስ ሚክትል ሚኒስትር ፍትሒ ኖርዌይ ክርስቶፈር ሲቨርሴን ተዛትዮም። እብቲ እዋን ዘተ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎቦታት ገርዓልታ ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ሪጋ ሒዙ’ሎ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሓድግታት ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም (ዩኔስኮ) ንምስፋር ዘይተሓለለ ፃዕሪ ይካየድ ከምዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ገሊፁ። ጎቦታት ገረዓልታን ኣብቲ ከባቢ ዘለዉ ካብ ከውሒ ተፈልፊሎም ዝተሰርሑ ኣብያተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ምስ ኣካያዲ ስራሕ “ወርልድ ፉድ ፕሮግራም” ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ምስ ኣካያዲ ስራሕ ወርልድ ፉድ ፕሮግራም ዴቪድ ቢዝሊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መነገስቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ወርልድ ፉድ ፕሮግራም ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝገብሮ ዘሎ ተግባራት ተላዚቦም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ዝምርሑ ሓይልታት ንከተማ ትሪፖሊ ንምቁፅፃር ዘኽእል ሓዱሽ ትእዛዝ ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊብያ ብጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ዝምርሑ ሓይልታት ካብቲ ዓሪዶሙሉ ዘለው ከባቢታት ናይታ ሃገር ተበጊሶም። መንቀሊ ምኽኒያት መንቅስቓስ እቶም ሓይሊታት፥ ንከተማ ትሪፖሊ ንምቁፅፃር ዘኽእል ሓዲሽ ትእዛዝ ስለዝተውሃቦም ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 916 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፤ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈራት ሕርሻ፣ መመምረትተን ፍርያት መኣድንን 916 ነጥቢ 21 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡ። ኣብቶም ዝዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋር 1 ነጥቢ 07 ቢሊየን ዶላር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴንማርክ ንመፈፀሚ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ መፈፀሚ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ኢያ። እቲ ሓገዝ ስምምዕነት፥ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ካሪን ፖልሰንን ተወካሊ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ቱርሃን…
ቢዝነስ ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 19 ነጥቢ 2 ቢሊን ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 19 ነጥቢ 2 ቢሊየን ምእካቡ ኣፍሊጡ። ኣብ 2011 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ብዝተፈጠረ ግንዛበን ጉዳይ ግብሪ ኣጀንዳ ህዝቢ ክኸውን ብምኽኣሉን፥ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣተኣኻኽባ ግብሪ ክዓቢ ከምዝኸኣለ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ዝመርሕዎ ፓርቲ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ዝመርሕዎ ኮንሰርቫቲቭ ፓርቲ ተዓዊቱ። ኣብቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ መሪሕ ፓርቲ ኮንሰርቫቲቭ ልዕሊ 360 መንበራት ብምርካብ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ድምፂ ከምዝሰዓረ ተገሊፁ።…
ቢዝነስ ትካል ገንዘብ ዓለም ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ.ኤም.ኤፍ) ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ምግባሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ትካል ገንዘብ ዓለም…