መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንወፃኢ ዓለም ንኸፋልጡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ መብፅሒት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንኽትከውን ዘለዋ ዓቕሚ ናይ ምፍላጥ ስራሕ ንኽሰርሑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሓቲቱ፡፡
እቲ ኮርፖሬሽን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኢንስቲትዩት ጉዳያት…