ስፓርት ፋሲል ከነማ ንወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት ስዒሩ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 23 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ንፋሲል ከነማ ናይ ዓወት ሸቶታት ዘቑፀሩ ጌታነህ ከበደን ሸምሰዲን መሓመድን እዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ -ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ተገማቲ ስርዓት ንግዲ ብምፍጣር ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ ለውጢ ዘርኢ ኢግዚብሽን ተኸፊቱ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ ለውጢ ዘርእይ ኢግዚብሽን ተኸፊቱ። ኣብቲ ኤግዚብሽን ሚኒስትር ግልጋሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ አብድርሕማን ሓዎሱ ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማካው ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ከተማ ማካው ሎሚ ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማካው ኣብ ዘጀመሮ ስነስርዓት ኣገልግሎት ካርጎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ተረኺቦም። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው፥ ናይቲ…
ስፓርት ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ጂምናስቲክ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ከምዝገብር ገሊፁ Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንስፖርት ጅምናስቲክ ኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ ፋይናንስን እታዎት ጅምናስቲክ ስፖርትን ከምዝገብር ዓለም ለኸ ፌዴሬሽ ጅምናስቲክ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ጂምናስቲክ ሞሪናሬ ዋታናቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት ዓውዲ ቱሪዝም ንምርግጋፅ ነዚ ዘመን ዝምጥን ማዕቐፍ ፖሊሲ የድሊ-ሰለማዊት ካሳ Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ቱሪዝም ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦም። ሰላማዊት ካሳ፥ ኢትዮጵያ ብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኣመራርሓ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ኣመራርሓ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ጉባኤ÷ "ዓቕሚ መናእሰይ ንዝማዕበለት ኣፍሪካ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ፥ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጠሙ ዕንወታት መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ዕንወታት ብመፅናዕቲ ዝተደገፈ መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓስራይ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዋዕላ፥ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ድጋፍ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ሆሳእናን ከባቢኡን÷ መንግስቲ እናወሰዶም ዘለው ናይ ሃገራዊ ለውጢ ስጉምትን ኣንፈታት ልምዓትን ዝድግፍ መልእኽትታት እናመሓላለፉ ይርከቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓት ተምሳሌት ምዕባለ ከተማና ኣረጋጊፆም ኢዮም- ኣይተ ጃንጥራር Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ለውጢ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ተምሳሌት ምዕባለ እታ ከተማ ኣጋጊፆም ኢዮም ክብሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም፡፡ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ ሳዓይ ዓመት ምኽንያት…