ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕት ስርዓት ምዘና ብምዝርጋሕ ከም ሃገር ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቀትሪ ሰዓ 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ብዘይ ሸቶ ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽ ፀወታታት እቲ ሊግ ዘይተዓወቱ እንትኾኑ÷ ሃዲያ ሆሳእና…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ልዕሊ 264 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ 264 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ምቕራቡ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ንጉዳያት ቐዋሚ ኮሚቴ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣምባሳደራትን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ፤ ኮሪደር ልምዓት ስዒቡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ዓውዲታት ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግንስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 117 ሰሩዕ ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)117 ሰሩዕ ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ምግባሩ ኤምባሲ ኢትጵያ አብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ፡፡ እዞም ወገናት ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እቲ ኤምባሲን ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰተኛታትን ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ንክቕፅሉ ምግባር ብቆራፅነት ምርብራብ ይግባእ- ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብለውጢ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ንክቕፅሉ ምግባር ኩሉ ብቆራፅነት ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም፡፡ "ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብ24 መጋቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ዝግበር ሓገዝ ንኽጠናኸር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀቱ ክዛዘም ንዝተቓረበ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ፤ ንኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን እምነ ኹርናዕ ህንፀት እቲ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ሃገራዊ ለውጢ ንኢትዮጵያ ካብ ሓደጋ ምብትታን ዘድሐነ ምዃኑ ገሊፆም mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ለውጢ ንኢትዮጵያ ካብ ሓደጋ ምብትታን ዘድሐነ እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣባላትን ኣመራሓታትን ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን÷‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መጋቢት ዝተኸዘኑ ዕዳታት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ሱር ቦቆስ ስጉምቲ ዝተጀመረሉ ኢዩ – ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ዝተኸዘኑ ዕዳታት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ሱር ቦቆስ ስጉምቲ ዝተጀመረሉ ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ክልል "ንልዕልና ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ" ብዝብል…