ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ።
‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…