ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሕፁያት ኣባላት ኮሚቴ መልማሊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሕፁያት ኣባላት ኮሚቴ መልማሊ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሾይሞም፡፡
እቲ ኮሚቴ÷ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ ዓንቀፅ 102ን ብኣዋጅ መጣየሺ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 133/2011 ዓንቀፅ…