Fana: At a Speed of Life!

ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር)…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ን150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብሩ 150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ስነ ስርዓት ምክፋል መኣዲ( ሰደቃ) ገይሩ። ፕሬዝደንት ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር፥ እዚ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልዕል 990 ሺሕ ክፋላት ማሕበረሰብ ተበፃሒ ዝገብር  ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ነቲ ክትባት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ለበዳ ሕማም ኮሌራ ኣብ ዘጋጠመሎም ወረዳታት ጊዚያዊ…

ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር ንዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ኢድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናት ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር ኣስተምህሮት…

ኣብ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ኣካዳሚ ማሪታይምስ ንምኽፋት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ኣካዳሚ ማሪታይምስ ንምኽፋት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ባሕረኛታት ኣሰልጢኑ ንዕዳጋ ዓለም ንምቕራብን ተወሳኺ ዕድል ስራሕ ንምፍጣርን ዝዓለመ ኢዩ። ኣብቲ…

ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ብራይተን ምስ ኖቲንግሃም ክጋጠማ ኢየን። ሰዓት 9፡15 ድሕሪ ቀትሪ ፉልሀም ኣም ሜድኡ…

ኣብ ማይናማር ብሰንኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 1 ሺሕ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ኣብ ማይናማር ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት በዝሒ ዝሞሩ  ልዕሊ 1 ሺሕ ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ ትማሊ ኣብ ማይናማር ብሬክታር ስኬል ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ዘጋጠመ እንትኾን÷ ኣብ ትሕቲ ፍርስራስ ዝተረፉ ሰባት ስራሕቲ…

ሃገራዊ ለውጢ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ስፖርት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ለውጢ ሻውዓይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ብዙሓት ክፋላት ማሕብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሴንተር ኮንቬንሽን ኣፍሪካ ኣካይዱ፡፡ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…

መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ሰልጠንቲ የምርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወትድርና ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት የምርቕ አሎ፡፡ እቶም ተመረቕቲ ኣብ ፃንሒቶም ንውትድርና ብቑዕ ዝገብሮም ስልጠና ብግቡእ ዛዚሞም ኣለው፡፡ እቲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ንታሽዓይ ግዜ…

24 መጋቢት ምኽንያት ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮምያ 24 መጋቢት ምኽንያት ብምግባር ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ይካየድ ኣሎ። 24 መጋቢት ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሰረት ዝተነብረሉን ዕለት ምኽንያት ብምግባር እዩ…