ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሰሙን ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 2 ሺሕን 999 ደቂ ተባዕትዮ፣ 501 ደቂ ኣንስትዮን 39 ዕሸል ህፃናትን እንትኾኑ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። በዓል ፊቼ ጫምባላላ ትማሊን ሎሚ መዓልቲን ኣብ ሃዋሳ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ሎጀስቲክስ ስሉጥን ዘበኑ ዝጠልቦን ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዝተውፃእፅኣ 100 መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓውዲ ሎጀስቲክስ ንምውፋር ዘኽእል ስልጠና ተጀሚሩ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ÷ ሎጀስቲክስ ዓንዲ ሑቐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴሌቪዥን ኢ.ቢ.ኤስ ብርቱካን ተመስገን ኣመልኪቱ ንዘመሓላለፎ ዶክመንተሪ ይቕሬታ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴሌቪዥን ኢ.ቢ.ኤስ ብርቱካን ተመስገን ኣመልኪቱ ንዘመሓላለፎ ዶክመንተሪ ይቕሬታ ሓቲቱ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢቢኤስ ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ “ብውሽጢ እቲ ትካልን ብደገን ብዝተወደበ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ማይናማር ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 7 ዝተመዝገበ ራዕዲ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸላይ ማይናማር ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 7 ዝተመዝገበ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ስዒቡ ዝተጣየሸ ጉጅለ እዋን ሓደጋ ከምዝገለፆ፤ በቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ ቁፅሪ መወትቲ ኣይፈለጥ እምበር ብ100 ዝቑፀሩ ሰባት ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዑል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ምምሕዳር ዞባ ዝቋላ፣ ደሃናን ካልኦት ወረዳታትን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዑል ጠመተ ብመሃብ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ ዶ/ር እሸቱ የሱፍ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል፣ ኮሚሸነር ዘላለም መንግስቴ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ከምኡ እውን ኣይተ ኣስቻለ ኣላምሬ ሓላፊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ደሊል ከድር ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ሲሪል ራማፎሳ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ደሊል ከድር ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ደብዳበ ሽመቶም ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን፤ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብን ኣምር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዚምባቡዌ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ዚምባቡዌ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ፕሬዚዳንት ኤመርሰን ምናንጋግዋ ገሊፆም። ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባቡዌ ራሽድ ሙሓመድ ኣብ ምልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሃራሬ ተረኺቦም። ኣብቲ እዋን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ንፖለቲካዊ ኣጀንዳ ምውዓል ካብ ሰብኣውነት ተግባር ዝወፅአ እዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ብምጥቃም ንመፈፀሚ ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ምውዓል ካብ ሰብኣውነት ተግባር ዝወፅአ ምዃኑ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋይ…