Fana: At a Speed of Life!

መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማ ኮሚሽን ፖሊስ  ኣምሓራ ይምረቑ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማ ኮሚሽን ፖሊስ  ኣምሓራ ይምረቑ ኣለው። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምርቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እንግዶት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡…

ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ክእለትን ፍልጠትን ዘርክብ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)…

ፋብሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ምህናፅ ኩለመዳያዊ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ  ኣለዎ- ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ምህናፅ ኩለመዳያዊ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ከምዘለዎ ሙሁራን ቁጠባዊ ሃፍቲ ኣገንዚቦም፡፡ ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ሙሁር ቁጠባዊ ሃፍቲ ኣለማየሁ ከበደ (ዶ/ር) ድልየት ዘመናዊ ድኹዒ በቢዓመቱ እናወሰኸ ምምፅኡ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሹመታት ሂቡ

ብመሰረት እዚ፦ ወ/ሮ ኣይሻ መሓመድ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ - ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን ወ/ሮ ቆንጂት ደበላ - ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣይተ ሰይፈ ደምሴ- ዋና ኣካያዲ ስራሕ ትካል ፋርማሲ ከነማ…

ስራሕቲ ምዛር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ሃረር ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ሃረር ፈላማይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ማእኸላይን ትሑትን መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕ ምዛርን ምምሕያሽን ምዝዛሙ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት ብሓፈሻ 1 ሺሕን 107 ዓንዲ ዕንፀይቲን ኮንክሪትን፣ 40 ኪሎ…

ፊቼ ጫምባላላ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፊቼ ጫምባላላ ከብሪ ዕርቀ ሰላም፣ ሰላም፣ ሕብረትን ሕውነትን ካብ ምጉልባቱ ብተወሳኺ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ንዘበን መለወጢ ፊቼ ጫምባላላ እንቋዕ ኣብፀሐኩም…

ብ17 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ዝውገን ስምምዕነት ህንፀት ማእኻላይ መስመር ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ዳግመ ህንፀት ማእኸላይ መስመርን መመሓየሺ ህንፀት ፕሮጀክትን ከተማታት ደብረብርሃን፣ ሱሉልታን ቢሾፍቱን ተፈሪሙ፡፡ እዘን ከተማታት ኣብ ቀፃሊ ንምህናፅ ብትልሚ ዝተትሓዙ ኣካል ፕሮጀክት መመሓየሺ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክን ምዕባይ…

ኢትዮጵያ ዕዉት ተሞክሮ ልምዓት ከተማኣ ኣብ ኣኼባ ዩኤን ሃቢታት ኣካፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዕዉት ተሞክሮ ልምዓት ከተማኣ ኣብ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ዩኤን ሃቢታት ኣካፊላ፡፡ ብሚኒስትር ዴኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብቲ ኣኼባ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ዩኤን…

ግድብ ህዳሰ መርአዪ ዓቕሚ ምትግባር፣ ተስፋ፣ ይከኣልን ኢዩ – ተምሃሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምአዪ ተስፋ፣ ይከኣልን ምትግባር ዓቕሚን ከምዝኾነ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዘዘራረቦም ተምሃሮ ገሊፆም፡፡ እቲ ግድብ ዝሓለፎም ማሕለኻታትን ሕዚ ዝበፅሖ ጉዕዞ ብስራት ዓወትን ንናይፅባሕ ወለዶ መርአዪ ከምዝኾነ እውን እቶም…

ኣብ ትግራይ ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ቢሮ መራሒ ጉጅለ ምርባሕ ንህቢ፣ ሓሰኻ ሃሪን ዓሳን ኣይተ ጎሹ…