Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ስዊዲንን ክልቲኣዊ ዝምድና ንምዕባይ ተስማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዲንን ኣብ ልምዓት ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይን ክልቲኣዊ ርክበን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዔን፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዲን ዲያና ጃንሴን ኣምባሳደር ስዊዲን ኣብ…

ማሕበራት ንግዲ ኣብ ምድላው ፖሊሲ ንቑሕ ተሳትፎ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራት ንግዲ በቢ እዋኑ ኣብ ዝወፅእ ፖሊሲ ንግዲ ንቑሕ ተሳትፎ ብምግባር እታዎታት ንኽህቡ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ምስ ኣባላት ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ከም ብሓዱሽ ናይ ዝተጣየሸ ቤት ምኽሪ…

ምልምል ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማን ስሩዓት ፖሊስ ሰላም ንምፅናዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልምል ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማን ስሩዓት ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ካብቲ ክልል ሓሊፉ ድሕንነት ሃገር ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ድልዉነት ከምዝርከቡ ሓላፊ ቢሮ ፀፅታት ሰሰላምን ሳለኝ ጣሰው ገሊፆም፡፡ እቶም ሓላፊ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰረታዊ መሰልጠኒ…

ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ትካል ኣገልግሎት ማርስክ ሎጂስቲክስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ምድር ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካል ኩባኒያ ሎጂስቲክስ ማርስክ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ምስ ሓለፍቲ እቲ ኩባንያ ኣብ ስራሕቲ ሎጂስቲክስ ባቡር ብምትሕብባር ንምስራሕ…

ኣርጀንቲና ኣርባዕተ ፀወታታት እናተረፋ ናብ ፅዋዕ ዓለም ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ፀወታኣ ዘካየደት ኣርጀንቲና 4 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ኣርጀንቲና ንኽትዕወት ዩሊያን ኣልቫሬዝ፣ ኢንዞ ፈርናንዴዝ፣ ኣሌክሲስ…

ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ዘለዋ ምትሕብባር ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ዘሎ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጡ። ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ውልቀ ልምዓት ቡን ዘለዋ ተሳትፎ ንምድንፋዕ ምስ ሃገር በቆል ኣፍረይቲ ብምትእስሳር ሞያዊ…

ኩባንያታት እንግሊዝ ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝተፈጠረ ምቹው ዕድል ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት እንግሊዝ ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ምቹው ዕድል ኢንቨስትመንት ንኽጥቀሙ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ለንደን…

ንምዕባለ እዛ ሃገር ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዕቤት ኢኮኖሚ ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ እናካየደ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር መምርሒ ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን ከምዝበሉዎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ሃገራዊ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ…

ኢትዮ ቴሌኮምን ማስተር ካርድን ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ብሓባር ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይዎት ታምሩን ፕሬዚዳንት ማስተር ካርድ ኣፍሪካ ማርክ ኤሊዮትን ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጅማር ዕድላት ምትሕብባር ንምፍታሽ ዘኽእ ዘተ ኣካይዶም፡፡ እዚ ማዕቐፍ ምትሕብባር ፕላትፎርምታት ቴሌብርን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ

ጻውዒት ጥቆማ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ከምዝፍለጥ በመሰረት ሕገ መንግስቲ ፈዴሪኢ 62(9)፣ ከምኡውን በመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያን ኣብ ክልላት ምእታው ጣልቃ መንግስቲ ፈዴራል ንምድንጋግ ብዝወጸ አዋጅ ቁጽሪ 359/1995 መሠረት፣ ከምኡውን…