ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስራሕቲ…