Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዘምፅእ ኢዩ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ኢትዮጵያ ንዓውዲ ግብርና ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዘምፅእ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ገዚፍ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል እናጠናኸረ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል ንምጥንኻር ልዑል እጃም እናገበረ ከምዝርከብ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብርሃም ንጉሴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያን እስራኤልን ካብ ጥንቲ ዘበነ ንግስቲ ሳባ ዝጀመረ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ደገፍ 240 ሚልዮን ዩሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ መርሃ ግብርታት ልምዓት ዝውዕል ደገፍ 240 ሚሊየን ዩሮ (32 ነጥብ 3 ቢሊየን ብር) ሂቡ፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ብተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ሶፊ…

ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወ ንለውጢ ዝተግህ ኣመራርሓ መንእሰይ ምፍራይ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ተለዋዋጢ ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወን ንለውጢ ዝተግህን ኣመራርሓ መንእሰይ ምፍራይ ቅድሚት ዝውሃቦ ተግባር ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ…

ሃንጋሪ ካብ ዓለም ለኸ ኣባልነት ቤት ፍርዲ ገበነኛታት (አይሲሲ) ምውፃኣ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃንጋሪ ካብ ዓለም ለኸ ኣባልነት ቤት ፍርዲ ገበነኛታት (አይሲሲ) ምውፅኣ ኣፍሊጣ፡፡ ሃንጋሪ ካብ ኣባልነት ኣይሲሲ ናይ ምውፃእ ውሳነ ዘሕለፈት በቲ ትካል ትእዛዝ እስራት ዝወፀሎም ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ናታኒያሁ ኣብታ ሃገር ዕላዊ…

ሕድሳት “ጁገል ግንብ” ነቲ ታሪካዊ ቅርሲ ብዝበለፀ ፅባቐ ከምዝፈጠረሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት “ጁገል ግንብ” ነቲ ታሪካዊ ቅርሲ ብዝበለፀ ፅባቐ ከምዝፈጠረሉ ነበርቲ ከተማ ሃረር ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥ “ጁገል ግንብ” ሕድሳት ከይተገበረሉ ቡዙሕ ዓማውቲ ዝለዘቑፀረ ፅባቐኡ ፈዚዙ ነይሩ ኢሎም። ይኹን እንበር…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ብርሸሎቆ መሰረታዊ ወተሃደራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ብርሸሎቆ መሰረታዊ ወተሃደራት ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሃመድ ተሰማ፥ ውፅኢታዊ ግዳጃት ምክልኻል ሓይሊ ንክዋፃእ ንምኽኣል ኩለ መዳይ ተግባራት…

ኣብ ምድላው ፎረም ጣና ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ንፎረም ጣና ዝግበር ዘሎ ምድላው ዝጠመተ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ኣካይዶም። እቶም ሚኒስትር፥ መንግስቲ እቲ ክልል ነቲ ፎረም ዝገበሮ ምድላውን መሰረተ ልምዓት…

ፋሲል ከነማ ንወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት ስዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 23 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ንፋሲል ከነማ ናይ ዓወት ሸቶታት ዘቑፀሩ ጌታነህ ከበደን ሸምሰዲን መሓመድን እዮም፡፡…

ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ -ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ተገማቲ ስርዓት ንግዲ ብምፍጣር ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ንግዲ…