ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት "ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊነትን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣብቲ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንወፃኢ ዓለም ንኸፋልጡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ መብፅሒት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንኽትከውን ዘለዋ ዓቕሚ ናይ ምፍላጥ ስራሕ ንኽሰርሑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሓቲቱ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኢንስቲትዩት ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሹዋሊድ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ብድምቀት ክኽበር እዩ mizan mekonen Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ሃረሪ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዝኽበር በዓል ሹዋሊድ ብዕውት ንምዝዛም ዘኽእል ቕድመ ምድላዋት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኮሚሽን ክልል ሃረሪ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኮሚሽነር ረምዚ ሱልጣን÷ እቲ በዓል ብድምቀት ተኸቢሩ ንኽዛዘም ካብ ኩሎም ወረዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ወግዓዊ ዝኾነሉ ሻውዓይ ዓመት ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ “ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንኢትዮጵያ ልእልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ በቢብርኩ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓትን ሓለዋን ቅርሲ ጁገል ብዝተወዳደ መልክዑ ይስራሕ ኣሎ- ኣይተ ኦርዲን በድሪ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ቅርሲ ጁገል ብምዕራፍ ሰለስተ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓትን ሓለዋን ብዝተዋደደ መልክዑ እናተኻየደ ከምዝርከብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ዓለም ለኸ ቅርሲ ጁገል ብምዕራፍ ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ አቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓኪስታን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር ምጥንኻር ከምትደሊ አምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻኒፍ ገሊፆም። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ ጌታቸው መንግስቴ ምስ አምባሳደር ኣቲፍ ሻኒፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላዩ ዓውዲታት እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ተስፋ ውሃብቲ እዮም- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዓውድታ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ኢንቨስትመንትን ዝስርሑ ዘለው ስራሕቲ ተስፋ ውሃብቲ ምዃኖም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታ ፖለቲካ ዘቲዮ፡፡ እቲ ዘተ ምስቶም ፓርቲታት ብዛዕባ ዝህልዉ ቐፀልቲ ምዕራፋት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ሎሚ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዘምፅእ ኢዩ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Desta Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ኢትዮጵያ ንዓውዲ ግብርና ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዘምፅእ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ገዚፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል እናጠናኸረ ምዃኑ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል ንምጥንኻር ልዑል እጃም እናገበረ ከምዝርከብ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብርሃም ንጉሴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያን እስራኤልን ካብ ጥንቲ ዘበነ ንግስቲ ሳባ ዝጀመረ…