ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ዙር ስልጠና ዲፕሎማሰኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ 6ይ ዙር ስልጠና ዲፕሎማሰኛታት ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ሓዊሱ ንካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡ እቲ ስልጠና ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ማዕርነትን ምክእኣልን ሃይማኖት ምዕሳሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም Desta Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሊም ንብዙሕ ዓመታት ከልዕልዎ ዝፀንሑ ጉዳይ ናፅነት ሃይማኖት ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምላሽ ምርካቦም ገሊፆም፡፡ በዙይ ድማ ኣብ ሃገርና ናፅነትን ምክእኣልን ሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል እቲ በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ተኸተልቲ እምነት እስልምናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መቐለ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ “ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ እቲ በዓል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 ዓ ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ዒድ ኣል ፈጥር” ፆመ ረመዳን መዛዘሚ በዓል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ21 መጋቢት 2917 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብ፥እግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር)…