Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ድጋፍ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ሆሳእናን ከባቢኡን÷ መንግስቲ እናወሰዶም ዘለው ናይ ሃገራዊ ለውጢ ስጉምትን ኣንፈታት ልምዓትን ዝድግፍ መልእኽትታት እናመሓላለፉ ይርከቡ፡፡…

ፓርቲ ብልፅግና ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕት ስርዓት ምዘና ብምዝርጋሕ ከም ሃገር ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…

ኣይተ ኣረጋ ከበደን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣምባሳደራትን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ፤ ኮሪደር ልምዓት ስዒቡ ኣብ…

24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ዓውዲታት ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግንስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ…

ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ዝግበር ሓገዝ ንኽጠናኸር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀቱ ክዛዘም ንዝተቓረበ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ፤ ንኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን እምነ ኹርናዕ ህንፀት እቲ ግድብ…

ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ሃገራዊ ለውጢ ንኢትዮጵያ ካብ ሓደጋ ምብትታን ዘድሐነ ምዃኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ለውጢ ንኢትዮጵያ ካብ ሓደጋ ምብትታን ዘድሐነ እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣባላትን ኣመራሓታትን ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን÷‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና…

ንደቀይ ዘበን ተሳጋሪ ታሪኽ ኣውሪሰ ኣለኹ – 1 ሚሊየን ብር ቦንድ ዝዓደጋ ኣደ ‎

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነባሪት ከተማ ሻሸመኔ ወይዘሮ ኣሰለፈች ፀጋዬ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ ዝጅምር ኣትሒዘን በቢዓመቱ ቦንድ ይዕድጋ። በዚ ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝዓደገኦ መጠን ቦንድ ሓደ ሚሊየን ብር በፂሑ ይርከብ። ብስራት ምቕማጥ እምነ ኹርናዕ…

ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራዊ ለውጢ ጋዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት (24 መጋቢት 2010 ዓ.ም)…

ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ልዑል ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ…

ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…