ኣሜሪካ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ድርድር እተን ተደራደርቲ ሃገራት ባዕለን መፍትሒ ንኸቕምጣ ጥራሕ ሓገዝ ትገብር – ማይክ ፖምፔዮ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ድርድር ኣሜሪካ እተን ተደራደርቲ ሃገራት ባዕለን መፍትሒ ንኸቕምጣ ጥራሕ ሓገዝዝ ከምትገብር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ማይክ ፖምፔዮ ገሊፆም።
ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ…