ዕላማታት 11 ለካቲት ብሓዱሽ ወለዶታት ዝያዳ እናተኾልዑ ክቕፅሉ ኢዮም – ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ምኽንያ ብምግባር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ንመናእሰይ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ መልእኽቶም፥ ዕላማታት 11 ለካቲት…