ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ርክባት ዘጠናኸረትሉን ረብሓኣ ዘሕለወትሉን ከምዝነበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ዝተካየደ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም የዓለም ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ርክባት ዘጠናኸረትሉን ረብሓኣ ዘሕለወትሉን ከምዝነበረ ተገሊፁ።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ…