ኣብ ምፍጣር ዕድል ስራሕ መናእሰይ ትኹረት ገይርካ ብምስራሕ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ለውጢን ዕቤትን ክረግጋፅ ይግባእ – ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምፍጣር ዕድል ስራሕ መናእሰይ ትኹረት ገይርካ ብምስራሕ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ለውጢን ዕቤትን ክረግጋፅ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣብ ውሽጢ ማዕቐፍ ምዕባለ ኣፍሪካ፥ ብዋናነት ከም ኣቆፃፅራ…