ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒሰትራት ኢትዮጵያን ጀርመንን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒሰትራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ሓዱሽ ዝተጣየሸ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ጀርመንን፥ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኢዩ ኣኼብኡ እናካየደ ዝርከብ። ተወከልቲ ክልቲኤን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማሊያን ዝፈረሙዎ ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ንምፍፃም ድሉዋት ምዃኖም ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማሊያን ቅድሚ ሕዚ ዝፈረሙዎ ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ንምፍፃም ድሉዋት ምዃኖም ኣረጋጊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሸንግተን ክዛተዩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ክዛተዩ ኢዮም። ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ድማ ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሓዊሱ ሚኒስትራት ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚ/ር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ፕሬዚዳንት ሞሓመድ ኣብዱላሂን ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ሞሓመድን ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ኣስመራ እናተኻየደ ዝርከብ ሰለስተኣዊ ዘተ እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ነናይ ሃገሮም ዓበይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ ተጓዒዙ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተተሓሒዙ ቅድሚ ሕዚ ብዝተበፅሐ ስምምዕነት መሰረት ምስ ጉጅለ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚ/ር ደ/ር ኣቢይ ናብ ኣስመራ ከይዶም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ናብ ኣመራ ከይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ እንትኣትዉ ብፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምሃብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ገልማ ኣባ ገዳ ምክያድ ዝጀመረ እቲ ስልጠና፥ ክሳብ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ከምዝቕፅል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 5ይ ዘበን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ ጉበባኤ፥ ንሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ስራሕቲ ምርመራ ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ንምክልኻል ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ኩሎም ተጓዓዝቲ ስራሕቲ ምርመራ ሙቐት ሰውነት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ሕማም ቫይረስ ኖቭል ኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኢ/ር ታከለ ኡማ ዝቐረበሉ ሽመት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምክትል ከንቲባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ዝቐረበሉ ሽመት ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ኣብቲ ኣኼባ ካብ ዝተረኸቡ 89 ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ነቲ ሽመት 79 ድጋፍ 3 ተቓውሞን 7 ድምፀ ተዓቅቦን ብድምፂ…