Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ቲቦር ናዥ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደፈት ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይዱ ኢዮም። ቲቦር ናዥ ካብ ዕለተ ረቡዕ ጀሚሮም ዘሳልጥዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ማእኸላይ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ፣ ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኢዩ። እቶም ሓጋዚ ፀሓፊ…

“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። “ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ…

ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት መደባት ለካቲት ብዝምልከት ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት፥ ክሳብ ሕዚ ዝተፈፀሙን ቀፃሊ ትኹረት ዘድልዮምን መደባት ኣመልኪቱ ብዕምቆት ይግምግም ምህላዉ ኣካቢ እቲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ ገሊፆም። ዓብዪ ኮሚቴ 11 ለካቲት ክሳብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ደቡብ ኣፍሪካ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

አዲስ አበባ፣ ጥር 4፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኣብ ክልተኣዊን ዲፕሎማሲ ዜጋታትን ኣድሂቦም ዕዉት ስራሕ…

ካባና ወፃኢ ዘሎ ፅለኣት ቅድሚ ምስዓርና ኣብ ውሽጥና ዘሎ ቂምን በቐልን ክነውግድ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ አፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ስታዲየም ኢምፔሪያል ዎንደረርስ ተረኺቦም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር…

 ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋሽንግተን ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ናብ ዋሽንግተን ኣምሪሖም። እቲ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣሜሪካ ዘሳልጥዎ መድረኽ ዘተ፥ እተን ሃገራት…

ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ዘበን ዝበዓል ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ። እቲ ብዓል ኩሉ ትግራዋይ ዝተዓደመሉን ንዘይምትራፍ ክውስነሉ ዝግባእን ኢዩ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም።…

ፓርቲ ብልፅና ብስምዒት ፓን ኣፍሪካ ንዕቤት ኣፍሪካ ምስ ኤ ኤን ሲ ተሓጋጊዙ ንምስራሕ ቁርፀኛ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ አፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 108 ዓመት ክብረ በዓል ምጥያሽ ብሄራዊ ፓርቲ ኮንግረስ ኣፍሪካ(ኤ ኤን ሲ) ተኻፊሎም። እቲ ዓመት በዓል ኣብ ከተማ ኪምበርሊ ዝተሳለጠ…

ዩንቨርስቲ መቐለ ብሕክምና ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 397 ሰብ ሞያ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ዩንቨርስቲ መቐለ ብሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 392 ሰብ ሞያ ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ሰልጠንቲ ብሞያታት ሜዲሲን፣ ሕክምና ስኒ፣ ነርሲንግ፣ ባዮ ሜዲካል፣ ሚድዋይፍሪ፣ ፓብሊክ ሄልዝ ሓዊሱ ብሳልሳይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ካብ ዓውዲ ንግዲ፣ ሙያ ማሕበራት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ምስ ዝተወከሉ…