ዶክተር ዮሃንስ ሃይለስላሰ ኣብ ዓለም ኣገደስቲ ሰባት ዓውዲ ሳይንስ ዓመተ 2019 ካብ ዝተብሃሉ 10 ሰባት ሓደ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራማሪ ኣመፃፅኣ ደቂ ሰባትን ማሕበረሰብን ዶክተር ዮሃንስ ሃይለስላሰ ኣብ ዓለም ኣገደስቲ ሰባት ዓውዲ ሳይንስ ዓመተ 2019 ካብ ዝተብሃሉ 10 ሰባት ሓደ ኮይኖም።
እቶም ተመራማሪ ብብርኪ ዓለም ፍሉጥ ኣብ ዝኾነ ጋዜጣ ኔቸር ሽሞም ካብ…