ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ኤርና ሶልበርግ ዘትዮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ዘትዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ናይ ለውጢ ስራሕቲን ህንፀት ዴሞክራሲን ኣድሂቦም ዘትዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ፅባሕ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ክግበረሎም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ንዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ፥ ትማሊ ኣብ ኖርዌይ ኦስሎ ብዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ሽልማት ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ብምዃኖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብሰልፊ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ብምዃኖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብሰልፊ ገሊፆም። እቶም ኢትዮጵያውሓጎሶም ዝገልፁ፥ ያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝዓረፉሉ ሆቴል ግራንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ከም ፈልሲ ተኽሊ ክንክን ዘድልዮ ኢዩ – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”ሰላም ከም ፈልሲ ተኽሊ ኢዩ፤ ተኽሊ ተተኺሉ ክንክን ከምዘድልዮ ሰላም እውን ቅኑዕ ሕልናን ክንክንን የድልዮ” ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ። ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ኖርዌይ ኦስሎ ዝተሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሽልማት ኖቬል ሰላም ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ኖቬል ሰላም ሽልማቶም ተቐቢሎም። ስነ ስርዓት ሽልማት ኖቬል ሰላም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኖርዌይ ኦስሎ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ሽልማት ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ልምዓትን ትግራይ ንምጥንኻር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ምርግጋግፅ ይግባእ – ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰላምን ልምዓትን ንምጥንኻር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ምርግጋግፅ ከም ዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ ኣተሓሳሲቦም። መበል 14 ዓመት በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ታሕጓስ ዶክተር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከምዝፍለጥ ህዝቢ ትግራይ ንሰብኣውን ዴሞክራሲያውን መሰሉ፣ ንመንነቱን ክብረቱን ኣብ ዘካየዶ ተጋድሎ፣ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘርኣየኦ ጅግንነትን ዝፈፀመኦ ቕያን ብቃላት ንምግላፅ ኣዝዩ ዝኸብድ እዩ። ሓፍትና ወ/ሮ ፍረወይኒ መብራህቱ እውን ናይዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተራኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተራኺቦም። 30 መስከረም ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ብመሰረት ዕላዊ ዝገበሮ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ከምዝኾኑ ይዝከር። ስለዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊንላንድ ንመፈፀሚ ሃገራዊ መረፃ ዝውዕል 800 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ መፈፀሚ ዝውዕል 800 ሺሕ ዩሮ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ኢያ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሄሌና ኤራክሲነን ተወካሊ ትካል ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቱርሃን ሳልሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽልማት ፍረወይኒ ብጉዳይ ተፈጥሮ ንዝሽቑረራን ካብ ትምህርተን ንዝተኣጓጎላን ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ዓወት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ወይዘሮ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ኮይና ብምዕዋታ ናይ “እንኳዕ ደስ በለኪ” መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ፕሬዚዳንት ሳህለ-ወርቅ ብማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ…